top of page
ACCUEIL
12 - Copy_edited.jpg

             ข้อมูลที่เป็นประโยชน์เกี่ยวกับวิธีการเปิดบัญชีธนาคารแบบมืออาชีพสำหรับบริษัทของคุณในลักเซมเบิร์ก

ብሕጽር ዝበለ 

IMG-4240_edited.jpg

ጽቡቕ ምድላው ምቹእ ምላሽ ናይ ምርካብ ዕድልካ ክውስኽ ይኽእል. ናይ ንግዲ ባንክ ሕሳብ ንምኽፋት ዝሕግዝ ዶኮሜንት እዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ከጠቃልል ይግባእ፣: 

ዘድልዩ ሰነዳት

ንስኻ ኣብ ላክሰምበርግ ነጋዳይ ወይ ነጻ ነጋዳይ ስለ ዝኮንካ ንንጥፈታትካ ሕሳብ ናይ  ባንክ ክትከፍተሉ ኣይትክእልን ኢኻ ? 

ንስኻ ጥራይ አይኮነን ከምዚ ዘጋትመካ ዘሎ ! 

እቲ ዘሕዝን ግን ኣብ ሉክሰምበርግ ናይ ሞያዊ ናይ ባንክ ሕሳብ መሰል የለን፥ ባንክታት  ናይ ብሕቲ ኩባንያታት ኮይነን ኩለን መብርሂ ከይሃባ ዓማዊል ናይ ምእባይ ምሉእ መሰል  ኣለወን፣፣ .

እዚ መርበብ ሓበሬታ ብ ካፒታል ትካል ከም s a r l ወዘተ ኣቢሎም ወይ ብስሞም ንግዳዊ ንጥፈት ዝፈጥሩን ናይ ብሕቲ ገንዘቦም ካብ ሞያዊ ገንዘቦም ንምፍላይ ሞያዊ ባንክ ሕሳብ ዘድልዮም ሰባት ዝዓለመ እዩ፣፣ 

ጽቡቕ ምድላው ምቹእ ምላሽ ናይ ምርካብ ዕድልካ ክውስኽ ይኽእል. ናይ ንግዲ ባንክ ሕሳብ ንምኽፋት ዝሕግዝ ዶኮሜንት እዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ከጠቃልል ይግባእ፣

ዘድልዩ ሰነዳት

Styliste travaillant

ናይ ውልቅኻ ዘድልዩ ሰነዳት

• መለለይ መንነት 

• መምበሪ ምስክር ወረቐት 

• ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት 

• ሲቪ ናይ ሕጂ 

• ብዛዕባ እቲ ዕላማ ዝተገብረሉ ንጥፈት ጽቡቕ መረዳእታ ዝህብ ትልሚ ንግዲ 

• ብፍሉይ ኣብዚ ባንክ ንምንታይ ሕሳብ ክትከፍት ከምዝደለካ ዝገልጽ ናይ ድጋፍ ደብዳቤ 

እቲ ሰነዳት ንነፍሲ ወከፍ ሰብ መሻርኸቲ ናይቲ ፕሮጀክት ከም ወናኒ ፍቓድ ናይቲ ትካል ይኹን ተሓባበርቲ ክቐርብ ኣለዎ

réunion d'affaires

ምስ ንግዲ ዝተኣሳሰሩ ሰነዳት

፣ምስ ንግዲ ዝተኣሳሰሩ ንጥፈታት 

• ቅዳሕ ናይ ምምስራት ፍቓድ 

• ቅዳሕ ካብ ንግዳዊ መዝገብ : 

o ቁጽሪ Axxxxxx ን ወነንቲ ባዕላቶም ብስሞም 

o ቁጽሪ Bxxxxxx ን ካፒታል ዘለወን ትካላት ከም (Sàrl, Sàrl-S ወዘተ) 

• ርእሰ ማል ዘለወን ትካላት ዘድልየን: 

o ቅዳሕ ዓንቀጽ ናይቲ ማሕበር 

o ቅዳሕ መዝገብ ወነንቲ ተጠቀምትን 

• ቁጽሪ ግብሪ (LUxxxxxxxx), ኣድላይ እንተኮይኑ 

• ኮድ ናስ ናይቲ ንጥፈት (ናስ ኮድ ርኸብ) 

•ስለምንታይ ነቲ ባንክ ሕሳብ ክትከፍተሉ ከም ዝደለኻ  ዝገልጽ ናይ ድጋፍ ደብዳቤ

Collaboration

ብ ባንክ ዝቐርቡ ሰነዳት

 

ነፍሲ ወከፍ ባንክ ናይ ገዛእ ርእሱ መእተዊ ቅጥዕታት ኣለዎ ፣ ብሐፈሻ እቲ ባንክ እዮም ዝስዕቡ ቅጥዕታት ይህበካ: 

• መለለይ ቅጥዕታት ናይ ወነንቲ ወይ ተጠቀምቲ 

• መረጋገጺ ፈርማ 

• ቅጥዒ FATCA (እንታይ ኣሎ ኣብ ወብ ሳይት 'Foreign Account Tax Compliance Act'  ACD ?) 

• ናይ ሕሳብ ምክፋት መመልከቲ ቅጥዒ ምስ ምርጫ ናይቲ ቅድመ ምድላው 

DOCUMENTS REQUIS
INFOS UTILES

ኣገደስቲ ሓበሬታ

  • ኣገደስቲ ሓበሬታ 

  • • ኣስተውዕል : ምሉእ ሰነዳት ኣቕሪብካ ማለት ብቅልጡፍ ሕሳብ ባንክ ትከፍት ማለት ኣይኮነን. • ባንክ ሕሳብ ይወሃበካን ኣይወሃበካን ዝውስኑ እቶም ዝተቐበሉካ ሰራሕተኛታት ዘይኮኑስ ርኢካዮም ዘይትፈልጥ ካልኦት ፍሉያት ኮሚተ ኣለዉ. 

  • • ናይ ባንክ ታሪኽካ ተራ ክጻወት ይክእል እዩ ንኣብነት ኣብ ሐደ ባንክ ብዙሕ ዕዳ ምስ ዝህልወካ ወይ ኣብ ግዚኡ ምስ ዘይትከፍሎ ኣብ ናይ ገንዘብ ምምሕዳር ዓቕሚ ሕማቕ ምስሊ ይህብ • . 

 

ኣብ ሉክሰምበርግ ዝርከባ ቀንዲ ንግዳዊ ባንክታት  

ኣብነታት ዲጂታላዊ ባንክታት ኣብ ሉክሰምበርግ ብዘይ ቆጸራ

ኣብ ሉክሰምበርግ ዝርከባ ቀንዲ ንግዳዊ ባንክታት  

ኣብነታት ዲጂታላዊ ባንክታት ኣብ ሉክሰምበርግ ብዘይ ቆጸራ

  • POST Finance Luxembourg

  • BGL BNP PARIBAS

  • Banque Internationale à Luxembourg, BIL

  • Banque et caisse d'Epargne de l'Etat, BCEE

  • RAIFFEISSEN

  • BANQUE DE LUXEMBOURG

  • n26

  • EVEREST

  • REVOLUT

  • OLKYPAY

ብድሕሪኡ ምስቲ ናይ ሕጂ ሞያዊ ሕሳብካ ምስራሕ

ልዕሊ ኩሉ... 

... ኣብቲ ቀዳማይእምቢታ ተስፋ ኣይትቁረጽ !

  • • ነፍሲ ወከፍ ትራንዛክሽን ብፋክቱር ወይ ብቅብሊትወይ ካልእብቅኑዕ ክስነድ ኣለዎ. • ን ብ ካሽ ዝኣቱ ዝምልከት፣ መግለጺ ቲገ 

  • • ገንዘብን መበገሲን ከም ፋክቱር ክትስንድ ምክኣል ኣገዳሲ እዩ 

  • • ካብ ኤውሮጳ ወጻኢ ከተሰጋግር እንተደሊካ ምስ ባንክኻ ተዘራረብ ንውሕስነት ጸገም ንከየምጽእ ከምዘየምጽእ

ÉVÉNEMENTS
_K1A7510.jpg
SCORE est un projet créé par l'asbl Touchpoints en réponse directe aux difficultés  rencontrées par de nombreux chefs d'entreprise, dont en particulier les migrants, pour ouvrir un compte courant professionnel au Luxembourg. La prérogative d'offrir à un entrepreneur un compte bancaire professionnel est entièrement laissée à la banque. Pour ouvrir un compte bancaire professionnel, les banques sont généralement guidés par les réglementations anti-blanchiment, anti-terrorisme et autres activités criminelles ainsi que leur ouverture à l'entrepreneuriat et aux PME.

Durée du projet : 10/2021 - 12/2022

LE PROJET SCORE

Pas de nouvel événement prévu en 2023.

ብ ሓገዝ ናይ

FSE-LU-logo.jpg
download (2).png
download (1).png
bottom of page